News

ሩት ተ/መድህን ዝተባህለት ጓል 9 ዓመት ተማሃሪት 2ይ ክፍሊ መጽሓፍቲ ካብ ቋንቋ እንግሊዝ ናብ ትግርኛ ተርጉማ ብምሕታም ቀዳም 12 ሰነ ፡2021 ናብ ኣንበብቲ ዘርጊሓ`ላ። እዛ ልዑል ናይ ንባብ ፍቕሪ ከምዘለዋ እትዛረብ ቆልዓ ፡ኣብ ትምህርታ’ውን ብልጽቲ ...
ዋሽንግተን — ሓላፊት ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮጳ ካጃ ካላስ ሉአላውነት ግሪንላንድ ክኽበር ኣለዎ ኢለን። ንሰን ነዚ ርእይቶ ዝሃባ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ነታ ናይ ኣርክቲክ ደሴት ንምቁጽጻር ወተሃደራዊ ስጕምቲ ከምዘይወስዱ ...
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ብደራስን ተመራመርን ባህሊ ሰለሙን ጸሃየ ዝተዳለወት “ሳሕል-ሕሩይ ግጥምታት ቃልሲ” ዘርእስታ መጽሓፍ ዓርቢ 14 ጥቅምቲ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ተመሪቓ። እታ መጽሓፍ ኣብ እዋን ገድሊ ዝተጻሕፉ ብርክት ዝበሉ ግጥምታት ዝሓቖፈት ኮይን ...
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ዝብትን ኣካይዳ እዩ ብምባል ውደብ ትንሳኤ ሰብዓ ...
ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ህወሓት ምኽትል ኣቦ-መንበር ኰይኖም ዝተርመጹ ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ፡ ሎሚ ረቡዕ ምስ ማዕከናት ዜና ኣብ ዝገበሩዎ ጻንሒት፡ ግዜያዊ ምምሕዳር መንእሰያት ኣሰልጢኑ ህወሓት ንምፍራስ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ከሲሶም ...
ትግርኛ ሃገራዊ ቋንቋ 5.6 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ኤርትራ`ዩ። ትግርኛ፡ ካብ 11 ኽልታት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኣብ ዝኾነት ኽልል ትግራይ ይዝረብ። ትግርኛ ካብ መንጎ ቐዳሞት ቋንቋታት ኢትዮጵያ ሓደ ምዃኑ ይእመን። ድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ትግርኛ ፡ ካብ ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራዊያን ግዳይ ማእሰርቲን ስእነት መሰረታዊ መዛግብቲ ኴንና ኢሎም ኣብ ዘማርርሉ እዋን፡ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ (RRS)፡ ንዓኣቶም ዝኸውን ኣብ ክልል ዓፋር ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ...
ኣብ ምርምር ስነ-ቋንቋን ምምህርናን ነዊሕ ዓመታት ዝሰርሐን ብመሪሕነት ዝዓየየን ዶክተር ዳኒኤል ተኽሉ ኣብ ቀረባ ግዜ ሓድሽ መጽሓፍ የሕቲሙ ንህዝቢ ኣላልዩ ኣሎ። እዛ መጽሓፍ መበል 21 ምዃና’ያ። ብዛዕባ’ታ ሓዳስ መጽሓፍን ዶክተር ዳኒኤል ኣብ ...
ካብ 2013 ክሳብ 2018 ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኰይኑ ዘገልገለ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ፡ ብ17 ለካቲት ኣብ ናይ እንግሊዘኛ መርበብ ሓበሬታ ኣልጃዚራ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ “ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመጽእ ግጭት ምውጋድ፡ ውሳነ ዝውሰደሉ ግዜ’ዩ፡” ክብል ጽሒፉ ...
ካብ ዝዓርፍ 27 ዓመታት ዘቑጸረ ኤርትራዊ ድምጻዊ የማነ ገብረሚካኤል(ባርያ) ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣስመራ ንስራሓቱ ዝዝክር መደባት ተዳልዩ ነይሩ። ድምጺ ኣመሪካ ነቲ ዝኽሪ ስዒቡ ንህቡብ ስነ-ጥበባዊ የማነ ገብረሚካኤል ባርያን ዘበንን ዶብን ...