News
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ዝብትን ኣካይዳ እዩ ብምባል ውደብ ትንሳኤ ሰብዓ ...
ዋሽንግተን — ኣባል ኮሚተ ዝምድናታት ወጻኢ ሰነት ኣመሪካ ዝዀነት ጂን ሻሂን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝዓርግ ዘሎ ፖለቲካዊ ምትፍናን ዘለዋ ሻቕሎት ብምግላጽ፡ እቲ ወጥሪ ብልዝብን ዲፕሎማሲን ክዓርፍ ጸዊዓ። “ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሕጂ ...
ዋሽንግተን — ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፍልልያት ብምርድዳእ ክፍታሕ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ”ለበዋ ንህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ንልሂቃን ትግራይ!” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ ...
ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ንወሃቢ ቓል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ዋና ኣመሓዳሪ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ክኸውን ሸይሙ። ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ዕላዊ ዝገበሮ ሹመት ኣቶ ጌታቸው፡ ባይቶ ወከልቲ ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራዊያን ግዳይ ማእሰርቲን ስእነት መሰረታዊ መዛግብቲ ኴንና ኢሎም ኣብ ዘማርርሉ እዋን፡ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ (RRS)፡ ንዓኣቶም ዝኸውን ኣብ ክልል ዓፋር ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ...
ዋሽንግተን — መንግስቲ ሶማልያ ኣብ ፑንትላንድ ንዝረከቡ ኣባላት እስላማዊ ጉጅለ ዳዕሽ ንምህዳን ሓይልታት ጸጥታ ወታሃደራዊ ስርሒት ምጅማሮም ኣፍሊጦም። ብወገን መንግስቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከም ዝተዘርግሐ፡ ኣባላት እቲ ጥሩፍ ጉጅለ ...
ብደራስን ተመራመርን ባህሊ ሰለሙን ጸሃየ ዝተዳለወት “ሳሕል-ሕሩይ ግጥምታት ቃልሲ” ዘርእስታ መጽሓፍ ዓርቢ 14 ጥቅምቲ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ተመሪቓ። እታ መጽሓፍ ኣብ እዋን ገድሊ ዝተጻሕፉ ብርክት ዝበሉ ግጥምታት ዝሓቖፈት ኮይን ...
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ሩት ተ/መድህን ዝተባህለት ጓል 9 ዓመት ተማሃሪት 2ይ ክፍሊ መጽሓፍቲ ካብ ቋንቋ እንግሊዝ ናብ ትግርኛ ተርጉማ ብምሕታም ቀዳም 12 ሰነ ፡2021 ናብ ኣንበብቲ ዘርጊሓ`ላ። እዛ ልዑል ናይ ንባብ ፍቕሪ ከምዘለዋ እትዛረብ ቆልዓ ፡ኣብ ትምህርታ’ውን ብልጽቲ ...
መቐለ — “ገሬ እሙን” ዝተሰምየት ፈለማ ኣብ መስኮት ቴለቪዥን ድምፂ ወያነ፡ ጸኒሓ ድማ መርበብ ዩትዩብ፡ ኣብ እትዝርጋሕ ተኸታተሊት ኮመዲያዊት ድራማ፡ ምስ ኲናት ትግራይ ኣቋሪጻ እኳ እንተ ነበረት፡ ሕጂ’ውን ቀጺላ ክሳብ ሕጂ 171 ክፋላት በጺሓ ...
ቅድሚ 21 ዓመታት ብ29 ሰነ 2001 ኣብ ስደት ዝዓረፈ ኤርትራዊ ገጣሚ ርእሶም ሃይለ ዛጊት ዝልዓለ ሸፈነን ተበጽሕነት ዝረኸበ’ዩ። ኣስታት ክልተ ሽሕ ግጥምታት ዝጸሓፈ ርእሶም፡ ስራሓቱ ኣብ ከም BBC: CNN: Rai ናይ ኢጣልያ: ረድዮ SBS ናይ ኣውስትራልያ: SABC ናይ ...
ካብ 2013 ክሳብ 2018 ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኰይኑ ዘገልገለ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ፡ ብ17 ለካቲት ኣብ ናይ እንግሊዘኛ መርበብ ሓበሬታ ኣልጃዚራ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ “ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመጽእ ግጭት ምውጋድ፡ ውሳነ ዝውሰደሉ ግዜ’ዩ፡” ክብል ጽሒፉ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results